ብዛዕባ ስነኣእሙሮኣዊ ሓገዝ ንሓደሽቲ ምሳና ኮንካ ኣብ ማየርስታድ ተዛረብ።
ላብሪንት ብሽም ምምሕዳር ማየርስታድ ብዛዕባ ማሕበራዊ ውሕስነት ናይቶም ካብ ጎንጽን ጥሜትን ሃዲሞም ናብ ሆላንድ ዝመጹ ተቐማጦኣ መጽናዕቲ ይገብር።
ንሕና ነዞም ሰባት ዝወሃብ ስነኣእሙሮኣዊ ሓገዝ ብከመይ ክመሓየሽ ከምዘለዎ ንምርምር። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ብሓባር ምሳና ክትዛረብ ትደሊ ዶ? በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ዝምላእ ወረቐት ጊርካ ኣመልክት።
ነዚ ምርመራ ብውልቂ ቃለ-መሕትት ክካየድ እዩ። እዚ ዝርርብ መንነትካ ከይተመዝገበ ኮይኑ ሰዓትን ፈረቓን ኣቢሉ ይውድእ።
ንተሳታፍነትካ ንምምስጋን ዋጋ €50,00 መግዝኢ ህያብ ካርድ ትወሃብ።
ሕቶታት ኣለካ? ከይተሰከፍካ ደውለልና። Contact
መመልከቲ ወረቐት





